Microsoft Download Center Archive
![]() | Microsoft® Office መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ 2013 – ትግርኛ |
ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 - ትግርኛ ዝተተርጎመ ናይ ተጠቓማይ መንጎኛ ንብዙሓት ናይ Microsoft Office 2013 ፕሮግራማት ቐሪቡ ኣሎ.
- መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ 2013 - ትግርኛ ዝተቶርጎመ መንጎኛ ተጠቓማይ ነዚ ዝስዕብ Microsoft Office 2013 ፕሮግራም ይቅርብ:
- Microsoft Excel® 2013
- Microsoft OneNote® 2013
- Microsoft Outlook® 2013
- Microsoft PowerPoint® 2013
- Microsoft Word® 2013
መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ 2013 - ትግርኛ ብምጥቓም ተጠቐምቲ ኣብ ዝተሓገዘ መበቆላዊ ቋንቋ መውረዲ ሕታም ናይ Office ፕሮግራም ክሰርሑን ትእዛዛት መምረጽታት ነዞም ፕሮግራማት ኣብ - ትግርኛ ምርኣይን ይኽእሉ.
ኣብ ግዜ ምጽዓን ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013, ፋይላት ንተጠቓማይ ነዚ ቋንቋ ናይዚ ተጠቓማይ መንጎኛ ከቐይርዎ ዝኽእሉ ናብቲ ሃርድ ዲስክ ተቐዲሖም ኣለዉ. ድሕሪ ምጽዓን, ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 - ትግርኛ ክእለታትን መሰነይታታትን ኣማራጽታት ኣብ ውሽጢ Office 2013 ፕሮግራማትን Microsoft Office 2013 ኣቐማምጣ ቋንቋ ፕሮግራምን ቅሩብ ክኸውን እዩ.
Files
![]() | Status: LiveThis download is still available on microsoft.com. The downloads below will come directly from the Microsoft Download Center. |
File | Size |
---|---|
![]() SHA1: 37e856b1ae482627fd6ad166d051afb47099bb26 | 12.70 MB |
![]() SHA1: 401830117f7a4ae6842b2f9553851197037e54c9 | 12.64 MB |
File sizes and hashes are retrieved from the Wayback Machine’s indexes. They may not match the latest versions of files hosted on Microsoft servers.
System Requirements
Operating Systems: Windows 8
- Microsoft Windows 7 - 32 ወይ 64 bit OS
Microsoft Windows 8 - 32 ወይ 64 bit OS
መዘኻኸሪ: ንዝበለጸ ሓገዝ ናይ ቋንቋ ንምርግጋጽ ብክብረትኩም እቲ ዝሓደሰ ጥማራት ኣገልግሎት ኣብዚ ስርዓት ስርሒት ከም ዝጸዓንኩሞ ኣረጋግጹ.
ሶፍትዌር ዝኾነ ቅዳሕ ናይ Office 2013 ጥቕላል ወይ በይኑ ጠጠው ዝበለ Microsoft Excel, Microsoft OneNote, Microsoft Outlook, Microsoft PowerPoint ወይ Microsoft Word ዝሓዘ ወይ ን ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 - ትግርኛ ዝሕግዝ. መዘኻኸሪ: ንፍርያት Microsoft Office ዝኸውን ብክብረትኩም እቲ ዝሓደሰ ጥማራት ኣገልግሎት ከም ዝጸዓንኩሞ ኣረጋግጹ. እዚ ንዝበለጸ ውጽኢት ተመክሮ ናይ ተጠቓማይ ከውሕሰልና ይኽእል እዩ.
ሓሳቢቶን ፕሮሰሰርን 1 GHz ፕሮሰስር ምስ SSE2 ዝድግፍ ወይ ድማ ልዕሊኡ; 2 GB RAM ወይ ልዕሊኡ
ቦታ ዲስክ ብተወሳኺ ንሃርድ ዲስክ ዝጥቐመሉ ብOffice 2013 ፕሮግራም ዝተጻዕነ,- 3 GB ቅሩብ ቦታ ሃርድ ዲስክ.
- ካልኦት ኩሎም ኣገዳስነት ዘለዎም ምስ Office 2013 ፕሮግራማት ሕደ ዝኾኑ ን ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 - ትግርኛ ትጥቐመሎም እዮም.
Windows መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ንዝበለጸ ሓገዝ ቋንቋ ንስርዓት ስርሒትካን ንሶፍትዌር ፕሮግራማትናን እቲ ዝሓደሰ Windows 7 ወይ Windows 8 መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ንክትጽዕኖ ንመኽረካ.
ሞኒተር ንጹርነት ኣቐማምጣ ad DPI ብዙሓት ቅርጺ ፊደላት ንዝበለጸ ኣብ 1366 x 768 ንጹርነት ንምንባብ ተፈጢሮም ኣለዉ. እንድሕር ደኣ ንምንባብ ቋንቋ ቅርጺ ፊደልካ ጸገማት ኣጋጢሙካ ብክብረትካ ንመርኣዪ ኣቐማምጣኻ ናብዚ ንጹርነት ወይ ኣድላዪ እንተኾይኑ ካብኡ ንላዕሊ ኣሐድሶ. ክትዝክሮ ዘለካ: ንሕና ንምዕደካ Office 2013 ፕሮግራማት ኣብ ንቡር DPI ኣቐማምጣ - 96 DPI ናይ Windows ክትጥቐመሉ. ምጥቓም 120 DPI ኣቐማምጣ ኣብ ገሊኡ Office ፕሮግራማት፡ Office መዘራረቢ ዓቐን ብምውሳኽ ድኹም ዝኾነ Office ተመክሮ ናይ ተጠቓማይ ክፈጥር ይኽእል እዩ.
ብተወሳኺ ኩሎም ዞባውን ኣማራጽታት ቋንቋን ኣብ ናይ ቁጽጽር ፓነል ዘለዉ ናብ ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 - ትግርኛ.
Installation Instructions
- ነዚ ንምጽዓን ኣውርዶ ን:
- ኣብ መውረዲ መጠወቒ (ኣብ ላዕሊ ዘሎ) ብምጥዋቕ LanguageInterfacePack.exe ፋይል ኣውሪድካ ነቲ ፋይል ኣብ ሃርድ ዲስክ ኣቐምጦ.
- ምጽዓን ፕሮግራም ንምጅማር፡ LanguageInterfacePack.exe ናይ ፕሮግራም ፋይል ካብ ሃርድ ዲስክ ክልተ ግዜ ጠውቕ.
- ምጽዓን ንምፍጻም ኣብ መርኣዪ ንዝመጽእ ሓበሬታታት ተከታተል.
- ሓንሳብ ነቲ ኣንብበኒ ፋይል ናይ Microsoft Office 2013 መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ምስ ጸዓንካዮ ኣብዚ ዝስዕብ ክርከብ ይከኣል እዩ C:\Program Files\Common Files\microsoft shared\OFFICE15\1139\LIPread.htm.
- ምሕዳስ Office 2010 ብOffice 2010 መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ወይ ኣቐዲሙ ዝነበረ ሕትመት ናብ Office 2013 ብOffice 2013 መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ኣይድገፍን እዩ. እንድሕር መሰረታዊ ኣጸዓዕና ናይ Office 2010 ናብ Office 2013 ብOffice 2013 Language Interface Pack ከተሐድሶ ተደሊኻ ክትገብሮ ዘለካ፡
- Office 2010 መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ኣልግሶ.
- Office 2013 መስርሒ ከፊትካ መሐደሲ ኣማራጺ ምረጽ.
- Office 2013 መስርሒ ምስ ተፈጸመ, Office 2013 መእሰሪ መንጎኛ ቋንቋ ጽዒንካ ኣቃንዮ.
እንድሕር ደኣ ነዚ መእተዊ ኮድ ናይ መጽዓኒ ምንባብ ኣብ "Microsoft Office መነቓቅሒ መራሒ" መዘራረቢ ጸገም ህልዩካ ኮይኑ, ወይ ኣብ ግዜ ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 ትጥቐመሉ እዋን ብምልኡ መጽዓኒ ኮድ ብግቡእ ይርአ እንተዘይሃልዩ, ብክብረትካ ነዚ መራሒ ብምቁራጽ ናብ መሰረታዊ ቋንቋ ፍርያት ንMicrosoft Office ፍርያት ንምንቅቃሕ ተመለስ.
ሓበሬታ ንመጠቐሚ:
ተጠቓማይ መንጎኛ ናብ ቋንቋ ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 – ትግርኛ ንምቅያር, ነዚ ዝስዕብ ደረጃታት ተከተል:- ምውርዋር Microsoft Office 2013 ኣማራጽታት ቋንቋ ካብዚ Start\All Programs\Microsoft Office\Microsoft Office Tools ኣማራጽታት.
- ኣብ ትሕቲ መርኣዪ ምረጽን መሓገዚ ቋንቋን፡ ከምኡ'ውን ኣብ ትሕቲ መርኣዪ ቋንቋ ነቲ ዘድልየካ ቋንቋ መሪጽካ ኣብ ከም ንቡር ግበር መጠወቒ ጠውቕ.
- ኣብ ትሕቲ መመሓየሺ ቋንቋ ምረጽ ነቲ ዘድልየካ ቋንቋ ብምምራጽ ኣብ ከም ንቡር ግበር መጠወቒ ጠውቕ.
- ጠውቕ ኣብ ኦኼ መጠወቒ.
እዚ ኣቐማምጣ ናይዚ ቋንቋ መሪጽካዮ ዘለኻ ኣብ ዝቕጽል ግዜ ነዚ Office ፕሮግራም ምስ ከፈትካዮ ተግባራዊ ክኸውን እዩ.
መዘኻኸሪ: ሓገዛት ናብ ቋንቋ ናይ Microsoft Office Language Interface Pack 2013 – ትግርኛ ክቅየር ኣይክእልን እዩ. ሓገዝ ኩሉ ግዜ ኣብቲ መበቆላዊ ዝኣተወ ቋንቋ ጥራይ እዩ ተሓጺሩ ዝነብር.
ኩሉ ግዜ መርኣዪ ሓገዝ ኣብ ንታሕቲ-ወዳቒ ዝርዝር ናይቲ መሰረታዊ ቋንቋ ኣቐምጥ.
ነዚ ዝወረደ ንምልጋስ: - ካብ ኩሎም ፕሮግራማት Microsoft Office ውጻእ.
- ክልተ ግዜ ጠውቖ ን ፕሮግራማትን ባህርያቶምን ሓባሪ ምስሊ ኣብ Windows ናይ ቁጽጽር ፓነል.
- ኣብ መውጽኢ ወይ መቐየሪ ፕሮግራም መምረጺ, Microsoft Office ማእከል ጥርኑፍ ቋንቋ 2013 - ትግርኛ ኣብዚ ተጻዒኖም ዘለዉ ፕሮግራማት ሳጹን ጠውቕ, ቐጺልካ ኣብ ኣልዕል ኣማራጽታት ምረጽ.
- ኣብ መርኣዪ ዘሎ ሓበሬታታት ተከታተል.